መንግስቲ ኢትዮጵያ ኣብታ ሃገር ዝፈረየ እኽሊ ስርናይ ንውሽጣዊ ጠለባት ዘማልእን ንናይ ደገ ተጸባይነት ዘጉድልን ምዃኑ ገሊጹ። ካብ ቤት ጽሕፈት ቀዳማይ ሚኒስተር ዝወጽአ መግለጺ ከም ዘመልክቶ፡ ...
ንብረት መንገዲ ኣየር ደልታ ዝዀነት ነፋሪት መጓዓዝያ ህዝቢ፡ ብሰኑይ ድሕሪ ቀትሪ፡ ኣብ ማዕርፎ ነፈርቲ ቶሮንቶ ድሕሪ ምግልባጣ፡ ሓደ ቆልዓ ዝርከቦም 19 ከም ዝቖሰሉ ምንጭታት ሓቢሮም። እታ ነፋሪት ...
ላዕለዋይ ቤት ፍርዲ ክልል ኣምሓራ ኣብ ዝሓለፉ ፍርቂ ዓመተ 2017፡ 89 ዳያኑ ካብ ስራሕ ምልቃቖም ገሊፁ። ፕረዚደንት ላዕለዋይ ቤት ፍርዲ እቲ ክልል ኣቶ ኣለም ኣግደው ጸብጻብ መፋርቕ'ዚ ዓመት ...
ተወከልቲ ዩክሬን ኣብ ዘይተረኽቡሉ፡ ብሚኒስተራት ወጻኢ ጉዳያት ኣመሪካን ሩስያን ዝምራሕ ላዕለዋይ ልኡኽ ሎሚ ሰሉስ ኣብ ሪያድ ስዑዲ ዓረብ ርክብ ኣካዪዱ ኣሎ። ንትግባረ እዚ ዘተ ሰላም ከመይ ...
ብሚኒስተራት ጉዳያት ወጻኢ ሩስያን ኣመሪካን ዝተመርሐ ንኲናት ዩክሬን ንምዕራፍ ዝዓለመ ርክብ ሎሚ ኣብ ስዑዲ ዓረብ ተቓኒዑ ኣሎ። እዚ ታሪኻዊ ርክብ ምዃኑ ዝግለጽ ዘሎ ነቲ ንሰለስተ ዓመታት ዝቐረበ ...
መራሕቲ ኤውሮጳ ኣብ ጉዳይ ዩክረይንን ደሕንነት ኤውሮጳን ንምልዛብ ትማሊ ሰኑይ ህጹጽ ኣኼባ ቅልውላው ኣካይዶም። ጸብጻብ ሄንሪ ሪጅወል ከምዝሓበሮ እቲ ኣኼባ ዝተገብረ ድሕሪ'ቲ ብዋሽንግተን ዝተራእየ ...
ኣብ መንጎ ኣመራርሓኡ ክፍፍል ዝገጠሞ ህወሓት መበል 50 ዓመት ምስረትኡ ሎሚ 11 ለካቲት ኣኽቢሩ። ኣብ መቐለ ኣብ ዝነበረ ኣከባብራ፡ ኣቦ መንበር ህወሓት ደብረጽዮን ገብረሚካኤል “ሓጋዊ ሰውነት ...
Top U.S. and Russian diplomats began meetings Tuesday in Saudi Arabia about restoring relations between their countries and a ...
ድሕሪ ምጅማር ኲናት ዩክሬን ንፈለማኡ ዝዀነ፡ ብኽልተ ሚኒስተራት ወጻኢ ጉዳያት ዝምራሕ ርክብ ሩስያን ኣመሪካን ሎሚ ኣብ ሪያድ ስዒዲ ዓረብ ይቃናዕ ኣሎ። እዚ ብወገን ኣመሪካ ብሚኒስተር ወጻኢ ጉዳያት ...
ተወከልቲ ዩክሬን ኣብ ዘይተረኽቡሉ፡ ብሚኒስተራት ወጻኢ ጉዳያት ኣመሪካን ሩስያን ዝምራሕ ላዕለዋይ ልኡኽ ሎሚ ሰሉስ ኣብ ሪያድ ስዑዲ ዓረብ ርክብ ኣካዪዱ ኣሎ። እዚ ታሪኻዊ ርክብ ነቲ ንኣስታት ሰለስተ ዓመታት ዝቐጸለ ኲናት ዩክሬን ንምዕራፍ ዓቢ ተስፋ ተነቢሩዎ ኣሎ። ኣብዚ ጉዳይ ኤውሮጳውን ዩክሬንን ድሕሪት ከይተርፋ ...
U.S. Secretary of State Marco Rubio and Russian Foreign Minister Sergey Lavrov met in Riyadh on Tuesday as part of meetings between top Russian and U.S. officials in a bid to improve their ties and ...
The M23 armed group has committed "summary executions" of children in Bukavu in eastern Democratic Republic of Congo, according to the United Nations on Tuesday. The U.N. human rights office warned ...